ERISAT- ProgramsFeaturedFeatured NewsInternational NewsLatestNewsSportትግርኛ

መደብ ስፖርት ኤሪ-ሳት

ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ንሎሚ፡ * ጸብጻብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት፡ * ዜና ቶክዮ ኦሎምፒክ 2020፡ * ደሃይ ምስግጋር ተጻወትቲ፡ ሰናይ ምክትታል፡ * ፈለማ ጸብጻብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ተገሊፋ። ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsLatestNewsSportትግርኛ

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ሽክለታ ኤርትራ ናብ ጃፖን ነቒላ።

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ሽክለታ ኤርትራ ሎሚ ቀዳም 17 ሓምለ 2021 ካብ ኣስመራ ናብ ጃፖን ነቒላ። ሃገራዊት ጋንታ ነቲ ኣብ ከተማ ቶክዮ ሃገረ ጃፖን ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ኦሎምፒክ ንምስታፍ እዮ። እታ ጋንታ ኣሰልጣኒ ሳምሶን ሰለሞን፡ ንተቐዳደምቲ መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣማኑኤል ገ...

Read More
NewsSportትግርኛ

ደሃይ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት፡ ቅድድም ሽክለታ፡ ኣብ መወዳእታ ጽንጽንታ ምዝውዋር ተጻወቲን ዜና ጫማ ምስቃል።

ደሃይ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት፡ ቅድድም ሽክለታ፡ ኣብ መወዳእታ ጽንጽንታ ምዝውዋር ተጻወቲን ዜና ጫማ ምስቃል። * ፈለማ ደሃይ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት፡ እዚ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ዝካየድ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ብሴካፋ ዝፍለጥ ሎሚ ዓመት ውድድሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ኢትዮጵያ ...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsInternational NewsLatestNational newsNewsPress ReleaseSportትግርኛ

ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም  ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና

ኤርትራዊት ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና። ኤሪሳት ንሞሳናን ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ሃገርናን እንካዕ ሓጎሰኩም ትብል። ንሞሳና ድማ ኣብቲ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ዓወት ንምነየላ።

Read More
ERISAT- ProgramsNewsSportትግርኛ

ERISAT:ጸቢብ ናይ ነጥቢ ፍልልያ ንጽዋእ ላሊጋ መን ኣልዓላ ኣብ ሞንጎ ባርሳን ማድሪድን፥ ብመሪሕነት ባርሳ ብናይ 2 ነጥቢ ፍልልይ ካብ ማድሪድ  ይቕጽል።

ጸቢብ ናይ ነጥቢ ፍልልያ ንጽዋእ ላሊጋ መን ኣልዓላ ኣብ ሞንጎ ባርሳን ማድሪድን፥ ብመሪሕነት ባርሳ ብናይ 2 ነጥቢ ፍልልይ ካብ ማድሪድ  ይቕጽል። እንተኾነ ግን ክልቲ ኤን ጋንታታት ኣይተኣማመናን ፣ብፍላይ ባርሳ ካብ ሜዳኣ ወጽያ ነጥቢ ኣብ 11 ኣጋጣሚታት ምኽሳራ ዘይርሳዕ ተዘክሮ እዩ።ቁጠባዊ ጸገም ንኣሰልጣኒ

Read More
ERISAT- ProgramsNewsSportትግርኛ

ERISAT: ማን ሲቲ ዶ ማን ዩናይትድ፡ ቸልሲ ንኣጥቃዓይ ኣርሰናል ትሃድን!

ዩኤፋ መጻኢ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ዓመተ 2020-21 ምጽራይ ዝሓለፋ ክለባት ኤሮጳ ምናልባት እዚ ዓመተ ስፖርት ጸወታ ክትግበር እንተዘይተኻኢሉ ብምባል መምርሒ ሓንጺጹ። እቲ ብምኽንያት ኮሮና ኣብ ቤቶም ኮይኖም ሓሙስ  ዝገበርዎ ኣኼባ ፡ኣብ ውድድራት ቻምፕዮንስ ሊግን ኤሮጳ ሊግን ዝሳተፋ ክለባት ንምርቋሕ ምዃኑ ...

Read More
ERISAT- ProgramsNewsSportትግርኛ

ERISAT፡ SPORT NEWS

ኣደ ነይማር ምስ ወዲ 23 ዝኾነ ብራዚላዊ ኣፍቃሪኣ ከም ዝተፈላለዩ ኣብ ናይ ግላ ገጻት ኢንስታግራም ኣፍሊጣ። ኣደ ነይማር ጓል 52 ዓመት ሰበይቲ እየን። ወላዲት ነይማር ናዲን ጎንካልቨስ ምስ ኣፍቃሪኣ ዝተፈላለየትሉ ምኽንያት ፡ ቅድሚ ብሓንሳብ ዙረት ምጅማሮም ምስ ካብ ደርዘን ዘይውሕዱ ዝቑጽሮም ኣወዳት ማለ...

Read More
ERISAT- ProgramsNewsSportالعربية

MIDO SAYS ZIDAN’S RETURN TO MADRID WAS A MISTAKE !!(Arabic)

يقول ميدو: "أنت لا تتزوج نفس المرأة مرتين" - لم يضف زيدان أي شيء في عودة ريال مدريد تحول النجم المصري المتقاعد إلى استعارة غير عادية لتوضيح اعتقاده بأن زيزو ​​لم يكن يجب أن يعود لفترة ثانية. أعلن أح

Read More