AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesLatestOpinionPress Releaseالعربية

بيان صحفي المؤتمر الأول لبيتو ياكل بالولايات المتحدة الأمريكية

بيان صحفي المؤتمر الأول لبيتو ياكل بالولايات المتحدة الأمريكية احتفلت بيتو ياكيل بالولايات المتحدة الأمريكية بنجاح مؤتمرها السنوي الأول في 25 و 26 سبتمبر 2020 تحت شعار "العمل المنسق من أجل...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመኖም ከዳዓት፡ ኣዘንጊዖም ኣፉ ዓቢሶም፡ ኣስዒቦም ድማ ኣእዳዉን ኣእጋሩን መቚሖሞ።

ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመኖም ከዳዓት፡ ኣዘንጊዖም ኣፉ ዓቢሶም፡ ኣስዒቦም ድማ ኣእዳዉን ኣእጋሩን መቚሖሞ። ብ18 መስከረም 2001 መሰል ናጻ ሕትመት ኣብ ኤርትራ ተመንጢሉ። ኣብቲ ዝሰዓበ መዓልታት መራሕቲ ፖለቲካን መራሕቲ ሕትመትን ብዕሱባት እቲ ከዳዕ ጉጅለ ተጨውዮም ኣብ ዘይሕጋዊ ማሕዩራት ተዓጽዮ...

Read More
AnnouncementArticlesErisat ProgramsFeaturedFeatured ArticlesLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን፡ ህዝብን ሃገርን፡

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን፡ ህዝብን ሃገርን፡ فرع حركة األمهات اإلريترية لحماية الشعب وبلد أوروب Eritrean Mothers Initiative to Save the People & the Nation ናብ ዝክበርኩምን፡ ዝኸበርክንን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን፡ ህዝባዊ ምንቅስቕስ ይኣክ...

Read More
AnnouncementArticlesFeatured ArticlesLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

መግለጺ ባይቶ ይኣክል ጀርመን

መግለጺ ባይቶ ይኣክል ጀርመን ናብ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሃገር ጀርመን. ብዕለት 12.09.2020 እቲ ኩሉ ዝጽበዮ ዝነበረ ባይቶ ይኣክል ጀርመን ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ብጉባኤ ደረጃ ከምዝተመስረተ ዝዝከር እዩ። ባይቶ ይኣክል ጀርመን፣ በተን ናብዚ ንምብጻሕ ሓቢረን ንውሕ ዝበለ ግዜን መስርሕን ዘኸዳ እሞ ብኸተማታ...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

ዋዕላ ይኣክል ኣብ ኣመሪካ

ዋዕላ ይኣክል ኣብ ኣመሪካ ባይቶ ‘ይኣክል’ ናይ ኤርትራውያን ተቐማጦ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ 25 መስከረም 2020፡ ወከልቲ 41 ከተማታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ክብሪ ዕዱማት ኣብ ዝተረኽቡሉ ብመስመር ዙም ይሰላሰል ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ ናይዚ ዋዕላ፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ እቲ ባይቶ ዝዀነ ኣቶ ተወልደ...

Read More
AnnouncementArticlesErisat ProgramsFeatured ArticlesLatestPress Releaseትግርኛ

ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ‘ይኣክል’ ሕ.መ.ኣ ትሽዓተ ዝኣባላታ ፈጻሚት ሽማግለ ብምምራጽ ብዓወት ተዛዚሙ

ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ‘ይኣክል’ ሕ.መ.ኣ ትሽዓተ ዝኣባላታ ፈጻሚት ሽማግለ ብምምራጽ ብዓወት ተዛዚሙ ባይቶ ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ኤርትራውያን ተቐማጦ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ ቐዳም፡ 26 መስከረም 2020፡ ወከልቲ 41 ከተማታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ክብሪ ዕዱማት ኣብ ዝተረኽቡሉ ብመስመር ዙም ኣኼብኡ ቐጺሉ ውዒ...

Read More