AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

ኣብነታዊት መንእሰይ ቬሮኒካ ኣልመዶም

ቬሮኒካ ኣልመዶም ትብሃል:: ኣብ ስዊዘርላድ እትቕመጥ ኤርትራዊት መንእሰይ እያ:: ONE YOUNG WORLD ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ዓመታዊ ዝካየድ ዓለምለኻዊ ምትእኽኻብ ናይ 'ናይ ጽባሕ መራሕቲ' ወይ መንእሰያት ዝተሳተፈት ኮይና: ብኣከዳድንኣን: መደረኣን ንነብሳን ንሃገራን ወኪላ ዘሐበነት ኤ...

Read More
AnnouncementArticlesEditorialERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsInternational NewsLatestNational newsNewsOpinionPress Releaseትግርኛ

***ጠሪጣ እንተትሓፍረለይ ዝብልኹምሲ ከምዚ ናይ ህግደፍን ሰዓብቶምን  እዩ***

ህግደፍን ሰዓብቶምን ጉዳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ስደተኛታት ፖለቲካዊ መኽሰብ ኣለዎ ኢሎም ስለዝሓሰቡ፡ ተሓለቅቲ ክመስሉ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዑ ንዕዘቦም ኣለና። ህግደፍ መሕፈሪ ዘይብሉ፡ ሓላዪ ስደተኛታት ክመስል፡ ንመሰል ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥባቅ ብዝብል ምስምስ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ኢሉ ንሰንበት ሓምለ 18...

Read More
AnnouncementArticlesERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsLatestNational newsNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ዝምታን ማእሰርቲን ኣብ መዓስከር ስደተኛትት ዓዲ-ሓሩሽ 

ምልሻታት ትግራይ ብ 14 ሓምለ ኣብ መዓስከር ዓዲ-ሓሩሽ ብምእታዉ ን19 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ጠርኒፎም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝወሰድዎም፡ ማዕከን ዜና ሮይተርስ ካብ ሓደ ነባሪ እቲ መዓስከር ዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ረኺበዮ ንዝበሎ ሓበሬታ ብምጥቃስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና ኣብ ሓበሬታኡ፣ ሓደ ኤርትራዊ ስደተ...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesInternational NewsLatestNational newsNewsOpinionPress Releaseالعربيةትግርኛ

****ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ ይኣክል ቀዳማይ ጉባኤኡ ንምቅናዕ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ****

"ፈላሚ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቕስቓስ ይኣክል፡ እምነ- ኩርናዕ ንዉሑስ ለውጢ" ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ካብ ዕለት 31 ሓምለ 2021 ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 "ሳቮያ ንድሕነት ሃገር" ኣብ ትሕቲ ዝብል ገስጋሲ ቴማ ፈላሚ ጉባኤኡ ከካይድ'ዩ ። 10 ሃገራት ዝሓቖፈ ተበግሶ ዓለም...

Read More
AnnouncementArticlesEnglishERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesLatestNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ፖሊስ ሊብያ ኣብ ዝዋራ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ትሕቲ ደላሎ ጸኒሖም ዝበልዎም ስደተኛታት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም

#Reflibya ፖሊስ ሊብያ ኣብ ዝዋራ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ትሕቲ ደላሎ ጸኒሖም ዝበልዎም ስደተኛታት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም. Police forces jointly with military units commenced to implement increased security measures targeting all undocumented #...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsLatestNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

“ስጉምትታት ምፍዳይ-ሕነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ደዉ ክብል ይጽውዕ!” ፊሊፖ ግራንዲ

“ስጉምትታት ምፍዳይ-ሕነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ደዉ ክብል ይጽውዕ!” ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት፡ ቀጻሊ ግዳያት ናይ’ቶም ኣብ’ታ ክልል ብዝራጸሙ ኩሎም ሓይልታት ዝዉሰዱ ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጒምትታት ጭውያ፡ መስወርቲ፡ መግረፍቲን ማእሰርቲን ኮይኖም ምህላዎም...

Read More
ERISAT- ProgramsFeatured ArticlesLatestOpinionPress ReleaseRegional News

ዓለም ለኸ ይኣክልን ECC ን ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስንኩላን ቤት ትምህርታትን ሓገዝ ሂቡ

ዓለም ለኸ ይኣክልን ECC ን ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስንኩላን ቤት ትምህርታትን ሓገዝ ሂቡ መቐጸልታ ናይቲ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክልን፣ ECCን ፣ሕብረት ኤርትራውያን ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጥሙር ተበግሶ፣ኣብ ዝተፈላለየ መዓስከራት፣ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምሕጋዝ ከካ...

Read More
AnnouncementArticlesEditorialERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsInternational NewsLatestNational newsNewsOpinionPress Releaseትግርኛ

መጠንቀቕታ | ኤርትራዉያን ስደተኛታት ግዳይ ናይ ሓሶት ወረ ነጋዶ ደቅ-ሰብ ይኾኑ

ኣብ ከተማታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛትት ፣ “ብመንገዲ ሊብያን ማእከላይ ባሕሪን ናብ ኤውሮጳ ንምእታዉ ዘኽእል ውሕስ መንገዲ ኣሎ” ብዝብል ናይ ሓሶት ወረ ተደናጊሮም ንጉልበታዊን ገንዘባዊን ምዝመዛ ነጋዶ ደቅ-ሰብ ይቃልዑ ከምዘለዉ፡ ንድሕነት ኤርትራዉያን ስደተኛታት ዝሕለቚ ኤርትራ...

Read More