AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsLatestOpinionPress Releaseትግርኛ

ኣብነታዊት መንእሰይ ቬሮኒካ ኣልመዶም

ቬሮኒካ ኣልመዶም ትብሃል:: ኣብ ስዊዘርላድ እትቕመጥ ኤርትራዊት መንእሰይ እያ:: ONE YOUNG WORLD ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ዓመታዊ ዝካየድ ዓለምለኻዊ ምትእኽኻብ ናይ 'ናይ ጽባሕ መራሕቲ' ወይ መንእሰያት ዝተሳተፈት ኮይና: ብኣከዳድንኣን: መደረኣን ንነብሳን ንሃገራን ወኪላ ዘሐበነት ኤ...

Read More
AnnouncementArticlesERISAT- ProgramsFeaturedFeatured NewsLatestNational newsNewsPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ኤርትራውያን  ዝርከብዋም 133 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም።

ትማሊ ሓሙስ 15 ሓምለ 2021 ኤርትራውያን ዝርከብዋም 133 ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቑባን ካብ ከተማ ትሪፖሊ ሃገረ ሊብያ ናብ ከተማ ኪጋሊ ሃገረ ርዋንዳ ከምዝገዓዙ ላዕለዋይ ሓላፊ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (UNHCR) ጄን ፖል ካቫሌሪ ሓቢሩ። እቶም ስደተኛታት ህጻናት፡ ኣዴታትን፡ መ...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsLatestNewsSportትግርኛ

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ሽክለታ ኤርትራ ናብ ጃፖን ነቒላ።

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ሽክለታ ኤርትራ ሎሚ ቀዳም 17 ሓምለ 2021 ካብ ኣስመራ ናብ ጃፖን ነቒላ። ሃገራዊት ጋንታ ነቲ ኣብ ከተማ ቶክዮ ሃገረ ጃፖን ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ኦሎምፒክ ንምስታፍ እዮ። እታ ጋንታ ኣሰልጣኒ ሳምሶን ሰለሞን፡ ንተቐዳደምቲ መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣማኑኤል ገ...

Read More
AnnouncementArticlesEditorialERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsInternational NewsLatestNational newsNewsOpinionPress Releaseትግርኛ

***ጠሪጣ እንተትሓፍረለይ ዝብልኹምሲ ከምዚ ናይ ህግደፍን ሰዓብቶምን  እዩ***

ህግደፍን ሰዓብቶምን ጉዳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ስደተኛታት ፖለቲካዊ መኽሰብ ኣለዎ ኢሎም ስለዝሓሰቡ፡ ተሓለቅቲ ክመስሉ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዑ ንዕዘቦም ኣለና። ህግደፍ መሕፈሪ ዘይብሉ፡ ሓላዪ ስደተኛታት ክመስል፡ ንመሰል ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥባቅ ብዝብል ምስምስ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ኢሉ ንሰንበት ሓምለ 18...

Read More
AnnouncementArticlesERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsLatestNational newsNewsPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ሓድሽ መግለጺ ‘ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር’  በቲ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ክልል ትግራይ ዝብእስ ዘሎ ኩነታት

ኣብ መዓስከራት ማይ-ዓይንን ዓዲ-ሓሩሽን ዘሎ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብቲ ከባቢ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት ዕለታዊ ይብእስ ከምዘሎ፡ ላዕለዋይ ተጸዋዒ ንጉዳይ ስደተኛታት ውድቡ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ብ15 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። ኣብ ከባቢታት እተን መዓከራት ብዝቕጽል ዘሎ ኲናት ዛጊት ሓደ ...

Read More
AnnouncementArticlesERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesFeatured NewsLatestNational newsNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ዝምታን ማእሰርቲን ኣብ መዓስከር ስደተኛትት ዓዲ-ሓሩሽ 

ምልሻታት ትግራይ ብ 14 ሓምለ ኣብ መዓስከር ዓዲ-ሓሩሽ ብምእታዉ ን19 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ጠርኒፎም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝወሰድዎም፡ ማዕከን ዜና ሮይተርስ ካብ ሓደ ነባሪ እቲ መዓስከር ዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ረኺበዮ ንዝበሎ ሓበሬታ ብምጥቃስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና ኣብ ሓበሬታኡ፣ ሓደ ኤርትራዊ ስደተ...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsInternational NewsLatestNational newsNewsPress ReleaseSportትግርኛ

ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም  ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና

ኤርትራዊት ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና። ኤሪሳት ንሞሳናን ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ሃገርናን እንካዕ ሓጎሰኩም ትብል። ንሞሳና ድማ ኣብቲ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ዓወት ንምነየላ።

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured ArticlesInternational NewsLatestNational newsNewsOpinionPress Releaseالعربيةትግርኛ

****ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ ይኣክል ቀዳማይ ጉባኤኡ ንምቅናዕ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ****

"ፈላሚ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቕስቓስ ይኣክል፡ እምነ- ኩርናዕ ንዉሑስ ለውጢ" ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ካብ ዕለት 31 ሓምለ 2021 ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 "ሳቮያ ንድሕነት ሃገር" ኣብ ትሕቲ ዝብል ገስጋሲ ቴማ ፈላሚ ጉባኤኡ ከካይድ'ዩ ። 10 ሃገራት ዝሓቖፈ ተበግሶ ዓለም...

Read More
AnnouncementArticlesEnglishERISAT- ProgramsFeaturedFeatured ArticlesLatestNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

ፖሊስ ሊብያ ኣብ ዝዋራ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ትሕቲ ደላሎ ጸኒሖም ዝበልዎም ስደተኛታት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም

#Reflibya ፖሊስ ሊብያ ኣብ ዝዋራ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ትሕቲ ደላሎ ጸኒሖም ዝበልዎም ስደተኛታት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም. Police forces jointly with military units commenced to implement increased security measures targeting all undocumented #...

Read More
AnnouncementArticlesFeaturedFeatured NewsLatestNewsOpinionPress ReleaseRegional Newsትግርኛ

“ስጉምትታት ምፍዳይ-ሕነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ደዉ ክብል ይጽውዕ!” ፊሊፖ ግራንዲ

“ስጉምትታት ምፍዳይ-ሕነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ደዉ ክብል ይጽውዕ!” ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት፡ ቀጻሊ ግዳያት ናይ’ቶም ኣብ’ታ ክልል ብዝራጸሙ ኩሎም ሓይልታት ዝዉሰዱ ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጒምትታት ጭውያ፡ መስወርቲ፡ መግረፍቲን ማእሰርቲን ኮይኖም ምህላዎም...

Read More