Author Posts
Latest

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ‘ጸላኢ ህዝቢ’ እምበር ‘ውልቀመልኪ’ ኣይገልጾ

ዶ/ር ክብርኣብ ይሥሓቕ 20 ሕዳር 2020   ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ሃገረ-ኤርትራን ብምዃኑ፡ ውልቀ-ምልኪ (dictatorship) ዝብል ቃል፡ ንዕኡ ብልክዕ ዘይገልጽ መጸውዒ እዩ። ከመይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ከም ሓደ ባዕዳዊ ጸላኢ ኮይኑ፡ ህዝባውን ሃገ...

Read More
Latest

እተገምጠለት ዓለም

እተገምጠለት ዓለም እታ እትነብረላ ዘለኻ ዓለም ክትግምጠል ከላ ኩሉ ይዘብል ኩሉ ድማ ንድሕሪት ይኸይድ። ብትሕቴኻ ኽኸውን ዝግብኦ ብልዕሌኻ ይኸውን። እቶም ኣቐዲሞም ቁልቁል ኣፎም ዝነበሩ በይኖም ትኽ ዝበሉ ይሕሰቡ። ማይ ንዓቐብ ይውሕዝ፡ ሓምሓም ንእምኒ ይሰብሮ። ንማዕጺድ ‘ትኽ’ ይብልዎ፡ ትኽ ንዝበለ ኹሉ ‘ይተ...

Read More
ArticlesEditorialERISAT- ProgramsLatestትግርኛ

ዝሓለኻያ ናጽነት’ያ ናጽነትካ ትሕልወልካ

 ናጽነት ዜጋታት ክበሃል ከሎ ሰባት ብዘይዕንቅፋትን ብዘይዓጋትን ከምቲ ዝደለይዎ ኽገብሩ፡ ክዛረቡ፡ ወይ ክሓስቡ ኽኽእሉ ማለት እዩ። ነዚ ናጽነት እዚ ንምርካብ ቀዳማይ ዘድልዮም ናቶም ሃገር ክትህልዎም ስለዝዀነ፡ ኤርትራ ብ2 4 ግንቦት 1 9 9 1 ካብ ቍጽጽር ወረርቲ ምሉእ ብምሉእ ናጻ ዀይና። 2 4 ግንቦት፡...

Read More
ArticlesERISAT- ProgramsLatestትግርኛ

ሓውኻ ኣይኰነን ጸላኢኻ

ሓውኻ ኣይኰነን ጸላኢኻ ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብማዕርነት ኩሎም ዜጋታትን ከምኡ ድማ ማዕረ ኣገዳስነት ቋንቋታቶምን ምርጫታቶምን ትኣምን። ኤርትራ ልኡላዊት ሃገር ምዃና፡ ንኹሎም ዜጋታታ ድማ ኩሉ ጉዳያታ ብማዕረ ኸምዝብጽሖም ንኣምን። ዝዀነ ይኹን ወገን ዝውጽዓላ ኤርትራ ኩሎም ዝውጽዑላ ኤርትራ እያ። ንዝዀነ ይኹ...

Read More
ArticlesERISAT- ProgramsOpinionትግርኛ

ሰላም ቀሪባ ኣላ፡ ሰላም ጌርና ንቀበላ

ሰላም ቀሪባ ኣላ፡ ሰላም ጌርና ንቀበላ ኣብዚ ንቕድሚት እናመርሑ ዘጓዕዙ ሰብ ራኢ ዘድልየሉ እዋን፡ ናብ ድሕሪት ዝጐቱ ምግዱራት ይበዝሑ ኣለዉ። ንወጽዓ ህዝቦም ከም መናደዪ ሽመት ዝርእይዎ ሃርጋፋት፡ ንድቁርናኦም ከም ስልማት እናዋጣወጡ፡ ጥዑይ ዘበለ ሓሳብ ከይስማዕ ዓው ኢሎም ይጭድሩ። ሕማቕ ዘመን ንሕማቕ ሓሳብ’ዩ...

Read More
ArticlesERISAT- ProgramsLatestትግርኛ

ክቐትለካ’የ ንዝበለካ እመኖ

ምስ ምእታው ሓድሽ ዓመት 2020 ኣብ መንጎ ብዙሓት ኤርትራውያን ነቲ ብብዙሓት ኣካላት መንግስትን ሓያሎ ዜጋታትን ኢትዮጵያ ክርአ ዝጸንሐ ምንዓቕ ልኡላውነት ኤርትራ ዝምልከት መረረ ገንፊሉ ቐንዩ። ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ቁጥዐ ህዝቢ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። መንእሰያት ቅልጡፍ ስጉምቲ ተወሲዱ እዚ ሃገር ዘዕኑ ዘሎ ንሉኡላውነት ...

Read More
EditorialERISAT- ProgramsLatestNational newsትግርኛ

ህግደፍ፥ ካብ ፍልሰት ዜጋታት ሩፍታ ዝኸስብ ጉጅለ

ቴሌቪዥን ኤሪሳት፥ እዋናዊ ዛዕባ ኣብ ኤርትራ መንግስትነት ሰሪቑ ዘሎ ጸቢብ ጉጅለ ህግደፍ ፡ ብሞያን ብልህን ሃገርን ህዝብን ከስምዩ ንዝቕልቀሉ መንእሰያትና ከምዛ ባዕሉ ብጽጋብን ርካብን ዘዕበዮም ኮይኑ ኽጥቀስን ኪነኣድን ምስተሃወኸ እዩ። እዚ ኣብ ፍርሒ ዝዓበየ ፡ ኣብ ምጽናትን ምስጓጒን ሰባዊ ጸጋታት ተኺልካ ብም

Read More
Articlesትግርኛ

ሃገራዊ ኣገልግሎት ንመን ኣገልጊሉ፧

  ቅድሚ 25 ዓመታት ኤርትራ ሰራዊት ስለዘድልያ ሃገራዊ ኣገልግሎት የድሊ ኽበሃል ከሎ፡ ንምንታይ እቶም ኣብ 1980ታት ዝተሰለፉ ምኩራትን ብቑዓትን መንእሰያት ወተሃደራት ከለዉ ብዛዕባ ሰራዊት ይዝረብ ከምዝነበረ ብዙሕ ዝተገደሰ ኣይነበረን። እቶም ናጽነት ሃገሮም ከረጋግጹ ዝተቓለሱ ምኩራት ጀጋኑ ንትኳቦ ...

Read More