Author Posts
Erisat ProgramsLatestትግርኛ

ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ጁባ ኮሮና ቫይረስ ኣማኻንዩ ገንዘብ ይግብት

ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝዀነ ዮሃንስ ተኽለሚካኤል ዝተባህለ ውልቀሰብ ነዚ ኣብ መላእ ዓለም ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ከም መማኻነዪ ተጠቒሙ ንውልቁን ንሓለፍቱን ዝኸውን ገንዘብ ይእክብ ከምዘሎ ካብ ኣባላት እቲ ኤምባሲ ዝመጸና ሓበሬታ ይገልጽ። እቲ ወኪል ህግደፍ፡ እዚ ኣብ ዓለም ዝላባዕ ዘሎ ሕማም ከ...

Read More
ArticlesErisat Programsالعربية

بيان 2020 للعلماء والمهنيين الإريتريين في الشتات

بيان 2020 للعلماء والمهنيين الإريتريين في الشتات  في ظل وجود حكومة اتسمت بممارسة الانتهاكات المروعة لحقوق الإنسان ضد شعبها، وعرفت بممارسة سياسيات متهورة في الشؤون الإقليمية، وسط الانتشار المستمر لوبا

Read More
ArticlesErisat Programsትግርኛ

ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት

ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ከምኡ ድማ ትሕተ ቅርጺ ሕክምናዊ መሰላጥያታት ሃገ

Read More
AnnouncementArticlesEditorialErisat ProgramsFeatured ArticlesPress Releaseትግርኛ

ስነ-ምግባር ኤሪሳት

ኤሪሳት ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት እተኽብር፡ ሓቀኛ፡ ተሰካሚት ሓላፍነት ከምኡ ድማ ልዕሊ ኹሉ ንደሞክራስያዊ ለውጢ እትሰርዕ መስመር ቴለቪዥን እያ። ቀዳማይ መዐቀኒ ሓቀኛነት ቴለቪዥን ምኽባር ስነምግባር ጋዜጠኝነት ስለዝዀነ ኤሪሳት ተሓታትነት ዘለዎ ኣገባብ ሰሪዓ ትሰርሕ። እቲ ንተቓለስቲ ኸዳኽምን ንጻዕሮም ከባኽንን ዝጸ...

Read More
Erisat ProgramsLatestNational newsNewsትግርኛ

ኩባንያ ኔቭሱን ብምዝመዛ ነጻ ጉልበት ኤርትራውያን ተኸሲሱ ብፍርዳዊ መስርሕ ክሓልፍ ተወሲኑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ-ኮሎምቢያ ናይ ካናዳ ፡ ኩባንያታት እታ ሃገር ኣብ ስግር ባሕሪ ኣብ ዘወፍረኦም ስራሓት ብዘመዝግበኦም ኩሉዓይነታዊ ገበናት ተኸሲሰን ኣብ ቅድሚ ሕጊ ኪቐርባ ዘኽእል ዉሳኔ ብ 28 ለካቲት ኽውን ገይሩ። እቲ ቤት ፍርዲ ናብ’ዚ ተግባራዊ ውሳኔ ዝበጽሐ ፡ ካብ ሃገሮም ተሳዲዶም ኣብ ካናዳ ዝርከ...

Read More
Erisat ProgramsLatestNewsትግርኛ

ሰሙናዊ ዜናታት ቴሌቪዥን ኤሪሳት 10 ለካቲት

ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡብ ሱዳን ብሓፈሻ ከተማ ጁባ ድማ ብፍላይ ብዜጋታት ዝወርዱ በደላት ይብእሱ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡብ ሱዳን ብሓፈሻ፡ ከተማ ጁባ ድማ ብፍላይ፡ ብዜጋታት ዝወርድ በደላት ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ’ታ ሃገር ሓቢሮም። ብ 31 ጥሪ፡ ሓደ ኤልያስ ዝስሙ ሲኖ-ትራክ

Read More
ArticlesErisat Programsالعربية

ERISAT حملة العضوية العالمية ل ـ

حملة العضوية العالمية لإري سات، التي هي بحاجة ماسة لدعمكم ومساعدتكم، بشكل فوري وعاجل والآن. التعريف، إري سات، هي قناة تلفزويونية فضائية غير ربحية، تبث برامجها إلى دولة إرتيريا المنكوبة وإلى البلدان في

Read More
Erisat ProgramsPress Releaseትግርኛ

ወፍሪ ኣባልነት ኤሪሳት

ኤረሳት መን አያ? ኤረሳት ማዓልታዊ: 24 ሰዓታታ ትፍኖ ናጻን ናይ ዘይረብሓዊ መደበር ሳተላይት ቴሌቪዥን አያ:: ኤረሳት መደባታ ብፍላይ ናብ ካርሸል ቤት ምአሰርቲ ኮይና ዘላ ኤርትራን: ከመኡ ውን ዞባ ማአከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ዝፍኖ ኮይኑ : ናይ ፈለማ ፈነዋኣ: ኣብ ታሕሳስ 2018 ጀሚራ:; ኩሉ ምሕደራው...

Read More