ArticlesEnglishFeaturedFeatured Articlesالعربيةትግርኛ

ህዝቢ ዝሓንጸጾ ቕዋም ዘፍቅዶ ምዕባለ

   ቅዋማትን ዘፍቅድዎ ሕግታትን ንዜጋታት ዝህብዎም መሰላት ካብ ሃገር ናብ ሃገር ክፈላለዩ ይኽእሉ’ዮም። ኣብ ገለ ሃገራት ንዜጋታት ዝወሃብ ሓርነት ምስ ባህላዊ ለውጢ እናተኣሳሰረ ካብ ካልኦት ብዝሕ ዝበለ ክኸውን ይኽእል። ኣብ ካልኦት ሃገራት ምስቲ ዝበዝሐ ክፋል ሕብረተሰብ ዝቕበሎ ኣካይዳ ዝሰማማዕ ቅዋም ብምት...

Read More
ArticlesFeatured ArticlesNewsትግርኛ

ስርቂ’ምበር ምሕደራ ዘይኽእል ሽምጉል ስርዓት!!!

እዋናዊ ዛዕባ ቴሌቭዥን ኤሪሳት ቁጠባዊ ሓይሊ ሓንቲ ሃገር ብ ሰባዊ ዓቕምታታን ብትሕዞ ባህርያዊ ሃብታን ዝስፈር ኮይኑ ፣ ነቲ ሰባዊ ዓቕሚ ብምዕሩይ ዕድላት ዘአንግድ፥ ንባህርያዊ ሃብታ ድማ ብዝተወደነ ኣገባብ ናብ ረብሓ ዝበዝሐ ሓፋሽ ዝመልስ ውርጹጽን ተሓታትነት ከየፍረሖ ትካላውነት ዘቐድምን ምሕደራ የድ...

Read More
Articlesትግርኛ

ህዝቢ ኤርትራ ዝቕጽዓሉ ዘመን ይኣክል!

ንሃገር ምሕላይን ንዓመጽቲ ምእዛዝን ክልተ ዝተፈላለዩን ዝጻረሩን ኣርእስታት’ዮም። ንስለ ሃገር ብምባል ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ዝኸፈሎም መስዋእትታት ካብ መጥን ንላዕሊ ብዙሓት’ዮም። ልምዲ ህዝቢ ኤርትራ ንሓድሕድ ሓለፋ ምሃብ ስለዝዀነ’ዩ ናጽነት ተረኺቡ ኸሎ ህዝቢ ንርግኣትን ዕቤትን ሃገሩ ኽብል ብዙሕ ዋጋታት ...

Read More
ArticlesEnglishFeatured Articlesالعربيةትግርኛ

ኣጉል ፍርዲ ንግጉይ ማእሰርቲ

ብ 24 ግንቦት ናይ 2016 ፡ “ንስኻ ልዕሊ 13,000 ሰባት ናብ ኤውሮጳ ዘስገርካን ብህይወት እቶም ኣብ ማያት ላምፔዱዛ ዝሃለቚ 368 ስደተኛታት እትሕተትን መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ኢኻ፡” ተባሂሉ ካብ ከተማ ኻርቱም ተዓፊኑ ናብ ጥልያን ዝተወስደ ኣብ’ቲ እዋን ወዲ 26 ዓመት ዝነበረ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም...

Read More
LatestNewsRegional Newsትግርኛ

ወራር ሱዳናዊ ጻውዒት ንለውጢ

ኣብ ልዕሊ ሱዳናዊ ጻውዒት ንለውጢ ተኣዊጁ ዘሎ ወራር     ስቓይን ኸርተትን ናይቲ ዓመጽ ገዛእቲን ሰብ-ቤትን ኸሪሁ ንዓመታት ዝተሰደደ ኤርትራዊ፡ ሓለፋ ኻልኦት ህዝብታት ዘሕምሞ እንተደኣ ሃልዩ ኽቡር ሓው ህዝቢ ሱዳን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ካብ እዋን ሃጸይ ሃይለስላ...

Read More
Articlesትግርኛ

ሃገራዊ ኣገልግሎት ንመን ኣገልጊሉ፧

  ቅድሚ 25 ዓመታት ኤርትራ ሰራዊት ስለዘድልያ ሃገራዊ ኣገልግሎት የድሊ ኽበሃል ከሎ፡ ንምንታይ እቶም ኣብ 1980ታት ዝተሰለፉ ምኩራትን ብቑዓትን መንእሰያት ወተሃደራት ከለዉ ብዛዕባ ሰራዊት ይዝረብ ከምዝነበረ ብዙሕ ዝተገደሰ ኣይነበረን። እቶም ናጽነት ሃገሮም ከረጋግጹ ዝተቓለሱ ምኩራት ጀጋኑ ንትኳቦ ...

Read More
ArticlesEditorialትግርኛ

ርሑስ በዓል ይግበረልና!

ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ይግበረልና ዝኸበርኩም ስድራቤት ኤሪሳት: ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሳትን ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ፡ ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒትና ክንገልጽ ከለና ፥ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ናይ ተጻብኦ መድረኽ ሰጊርና ኣብ ሓድሽ ዓመት በርቲዕናን ሓይልናን ንመጸሉ

Read More