AnnouncementEnglishErisat ProgramsNational newsPress Releaseالعربيةትግርኛ

Eritrean Healthcare Professionals Network PLEA TO FIGHT COVID19

04/02/2020 ክቡራት ወፈይቲ: ንሕና ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፡ ኣባላት ናይቲ ንማሕበረ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን ሞያዊ ድጋፍ ንምብርካት ዝቖመ ዘይሻራዊን ዘይፖለቲካውን ማሕበር ኮይንና፡ ኣብዚ እዋን፡ ነቲ ንዓለምና ኣብ ኣሻቓሊ ኩነት ሸሚምዋ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-1

Read More
Erisat ProgramsLatestNational newsNewsትግርኛ

ኩባንያ ኔቭሱን ብምዝመዛ ነጻ ጉልበት ኤርትራውያን ተኸሲሱ ብፍርዳዊ መስርሕ ክሓልፍ ተወሲኑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ-ኮሎምቢያ ናይ ካናዳ ፡ ኩባንያታት እታ ሃገር ኣብ ስግር ባሕሪ ኣብ ዘወፍረኦም ስራሓት ብዘመዝግበኦም ኩሉዓይነታዊ ገበናት ተኸሲሰን ኣብ ቅድሚ ሕጊ ኪቐርባ ዘኽእል ዉሳኔ ብ 28 ለካቲት ኽውን ገይሩ። እቲ ቤት ፍርዲ ናብ’ዚ ተግባራዊ ውሳኔ ዝበጽሐ ፡ ካብ ሃገሮም ተሳዲዶም ኣብ ካናዳ ዝርከ...

Read More
Erisat ProgramsNational newsNewsትግርኛ

ክፍለ ሃገር ተክሳስ፤ ናይ ሰፈራ ሕቶ ትነጽግ!

ርእሰ ምምሕዳር ክፍለ ሃገር ተክሳስ፤ ግረግ ኣቦት፡ ናብ ጸሓፊ ወጻኢ ጉዳያት ሕ.መ.ኣ ማይክ ፓምፐዮ፡ ብዓርቢ ዕለት 10 ጥሪ 2020 ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፤ እታ ክፍለ ሃገር ኣብ’ዚ ሕዝናዮ ዘለና ዓመት ዝኾነ ጠለብ ሰፈራ ስድተኛታት ከምዘይትቅበል ኣፍሊጡ። ድሕሪ ቲ ክፍለ ሃገራት ኸምዚ ዝበለ ስጉምቲ ናይ ምውሳድ ስል

Read More
ArticlesErisat ProgramsLatestNational newsትግርኛ

መንነትን ተልመዴን ፖለቲካ ኣውራጃን

እዚ ኣርእስቲ’ዚ ካብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክላኻዕ ዝውዕል ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ዘይሰምዖ እንተሃሊዩ ኣዝዩ ውሑድ’ዩ ዝኸውን፡ ንሱ ውን ኢንተርነት ኣብ ዘይብሉ ቦታ ዝነብር ኢዩ ዝኸውን ኢለ እግምት። እዚ ዛዕባዚ፡ ኪንዮ ኣውራጃ ዝኸይድ ጠማሪ መንነት ስለዘለና፡ ንመብዛሕትና ክንዛረበሉ ዓዳሚ ኣይኮነን። እንተኾነ፡...

Read More
EditorialErisat ProgramsLatestNational newsትግርኛ

ህግደፍ፥ ካብ ፍልሰት ዜጋታት ሩፍታ ዝኸስብ ጉጅለ

ቴሌቪዥን ኤሪሳት፥ እዋናዊ ዛዕባ ኣብ ኤርትራ መንግስትነት ሰሪቑ ዘሎ ጸቢብ ጉጅለ ህግደፍ ፡ ብሞያን ብልህን ሃገርን ህዝብን ከስምዩ ንዝቕልቀሉ መንእሰያትና ከምዛ ባዕሉ ብጽጋብን ርካብን ዘዕበዮም ኮይኑ ኽጥቀስን ኪነኣድን ምስተሃወኸ እዩ። እዚ ኣብ ፍርሒ ዝዓበየ ፡ ኣብ ምጽናትን ምስጓጒን ሰባዊ ጸጋታት ተኺልካ ብም

Read More
Erisat ProgramsLatestNational newsNewsትግርኛ

ሰሙናዊ ዜናታት

ጉጅለ ህግደፍ ካብን ናብን ኣስመራ ዝካየድ ምንቅስቓስ ሰባትን ተሽከርከርቲን ናይ ግዜ ገደብ ኣውፊሩ ናይ ለውጢ ስጒምቲ በየናይ ሸነኽ ክመጽእ ምዃኑ ምፍላጥ ኣጊሙዎ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብን ናብን ዞባ ማእከል ብሓፈሻ፡ ከተማ ኣስመራ ድማ ብፍላይ፡ ዝካየዱ ናይ ሰብን ተሽከርከርቲን ምንቅስቓስ ናይ ግዜ ገደብ ገይሩሉ

Read More
Erisat ProgramsLatestNational newsNewsትግርኛ

ስነጥበበኛ ተኽለ ‘ ወዲ ማማ ‘ ብዘይተፈልጡ ሰባት ኣካላዊ መጥቓዕቲ ኣጓኒፍዎ

ኣብዝሓለፈ ሰንበት ድሕሪ ቐትሪ ብእግሩ እንዳተጓዕዘ እንከሎ መንነቶም ብዘይፍለጡ ሰባት ድንገታዊ መጥቓዕቲ በጺሑኒ ዝበለ ስነጥበባዊ ተኽለ ፉሉይ መጸዊዒዑ " ወዲ ማማ " ዝፍለጥ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ብገርጂ ዝጽዋዕ ገዛውቲ ኣብ ከባቢ ኣምበሳ ጋራዥ ከምዝተፈጸመ ን ፖሊስ ዝሃቦ ሓበሬታ ክፍለጥ ተኻኢሉ ። ዋላሓ...

Read More