AnnouncementEnglishErisat ProgramsNational newsPress Releaseالعربيةትግርኛ

Eritrean Healthcare Professionals Network PLEA TO FIGHT COVID19

04/02/2020 ክቡራት ወፈይቲ: ንሕና ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፡ ኣባላት ናይቲ ንማሕበረ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን ሞያዊ ድጋፍ ንምብርካት ዝቖመ ዘይሻራዊን ዘይፖለቲካውን ማሕበር ኮይንና፡ ኣብዚ እዋን፡ ነቲ ንዓለምና ኣብ ኣሻቓሊ ኩነት ሸሚምዋ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-1

Read More
EnglishErisat ProgramsLatestNational newsNewsالعربيةትግርኛ

ሓበሬታ ሰለማዊ ሰልፊ ንኣብ ምሉእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን።

ሓበሬታ ሰለማዊ ሰልፊ ንኣብ ምሉእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን። ብምኽንያት ጽምብል ምዕዳል ሽልማት ኖበል ሰላም ንዕለት 10.12.2019 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ሃገረ ኖርወይ፣ ናብ መንግስቲ ኖርወይን ኮሚቴ ሽልማት ኖበልን ዝዓለመ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ንዕለት 09 ታሕሳስ 2019 ሰሪዖም ከምዘለው ንሕብር።

Read More
ArticlesEnglishFeatured ArticlesNewsالعربيةትግርኛ

እዋናዊ ዛዕባ ኤሪሳት

ስምዒታት እንዳን ወገንን ገሲጹ፡ ዓመጽ ከሪሁ፡ ፍልልያት ምንጪ ዓወት ጥራይ ክኾኑ ዝፈቅድ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህሊ ኣብ 28 ናይ ናጽነት ዓመታት!!! ህዝቢ ኤርትራ ፣ ንተጠናናጊን ተወራራሲን መስገደላት መግዛእቲ እንዳሰገረ ከም ሓደ ልዑልን ወናንኒ ፍሉጥ መንነትን ህዝቢ ዘቐጽሎ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፡ እቲ ዘይ...

Read More
ArticlesEnglishFeaturedFeatured Articlesالعربيةትግርኛ

ህዝቢ ዝሓንጸጾ ቕዋም ዘፍቅዶ ምዕባለ

   ቅዋማትን ዘፍቅድዎ ሕግታትን ንዜጋታት ዝህብዎም መሰላት ካብ ሃገር ናብ ሃገር ክፈላለዩ ይኽእሉ’ዮም። ኣብ ገለ ሃገራት ንዜጋታት ዝወሃብ ሓርነት ምስ ባህላዊ ለውጢ እናተኣሳሰረ ካብ ካልኦት ብዝሕ ዝበለ ክኸውን ይኽእል። ኣብ ካልኦት ሃገራት ምስቲ ዝበዝሐ ክፋል ሕብረተሰብ ዝቕበሎ ኣካይዳ ዝሰማማዕ ቅዋም ብምት...

Read More