AnnouncementEditorialErisat ProgramsLatestትግርኛ

ውሁድ ቃልሲ ይኣክል ፈንቅል : ዕድመ ህግደፍ የሕጽር

ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቃልሲ ዘመን እምብለይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኢልና ተቓሊስና ብምዕዋት፡ ኤርትራን ኤርትራዉነትን ኣረጋጊጽና ኢና። እንተኾነ ኣብ ዉሽጢ ሰውራና ኣድብዮም ዝጸንሑ ጎሓላሉ፡ ቃልስና ጨውዮም፡ ድሌትናን ራእናን ኣምኪኖም። ነዚ ወሪዱና ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዕንወትን ብርሰትን ምቅላዕና ከይኣክል ...

Read More
ArticlesEditorialErisat ProgramsLatestትግርኛ

ዝሓለኻያ ናጽነት’ያ ናጽነትካ ትሕልወልካ

 ናጽነት ዜጋታት ክበሃል ከሎ ሰባት ብዘይዕንቅፋትን ብዘይዓጋትን ከምቲ ዝደለይዎ ኽገብሩ፡ ክዛረቡ፡ ወይ ክሓስቡ ኽኽእሉ ማለት እዩ። ነዚ ናጽነት እዚ ንምርካብ ቀዳማይ ዘድልዮም ናቶም ሃገር ክትህልዎም ስለዝዀነ፡ ኤርትራ ብ2 4 ግንቦት 1 9 9 1 ካብ ቍጽጽር ወረርቲ ምሉእ ብምሉእ ናጻ ዀይና። 2 4 ግንቦት፡...

Read More
AnnouncementArticlesEditorialErisat ProgramsFeatured ArticlesPress Releaseትግርኛ

ስነ-ምግባር ኤሪሳት

ኤሪሳት ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት እተኽብር፡ ሓቀኛ፡ ተሰካሚት ሓላፍነት ከምኡ ድማ ልዕሊ ኹሉ ንደሞክራስያዊ ለውጢ እትሰርዕ መስመር ቴለቪዥን እያ። ቀዳማይ መዐቀኒ ሓቀኛነት ቴለቪዥን ምኽባር ስነምግባር ጋዜጠኝነት ስለዝዀነ ኤሪሳት ተሓታትነት ዘለዎ ኣገባብ ሰሪዓ ትሰርሕ። እቲ ንተቓለስቲ ኸዳኽምን ንጻዕሮም ከባኽንን ዝጸ...

Read More
EditorialErisat ProgramsLatestNational newsትግርኛ

ህግደፍ፥ ካብ ፍልሰት ዜጋታት ሩፍታ ዝኸስብ ጉጅለ

ቴሌቪዥን ኤሪሳት፥ እዋናዊ ዛዕባ ኣብ ኤርትራ መንግስትነት ሰሪቑ ዘሎ ጸቢብ ጉጅለ ህግደፍ ፡ ብሞያን ብልህን ሃገርን ህዝብን ከስምዩ ንዝቕልቀሉ መንእሰያትና ከምዛ ባዕሉ ብጽጋብን ርካብን ዘዕበዮም ኮይኑ ኽጥቀስን ኪነኣድን ምስተሃወኸ እዩ። እዚ ኣብ ፍርሒ ዝዓበየ ፡ ኣብ ምጽናትን ምስጓጒን ሰባዊ ጸጋታት ተኺልካ ብም

Read More
ArticlesEditorialErisat ProgramsLatestNewsትግርኛ

እታ እንብህጋን እንስእላን መጻኢት ኤርትራ……

እታ እንብህጋን እንስእላን መጻኢት ኤርትራ፡ “በረኸት ናይ’ዚ ሕጂ ብምጽውዋርን ምክብባርን እትስግርዎ ጸዋግ ግዜ እየ” ትብለና ኣላ። ፈላላዪ ኣብ ሞንጎ ሕቡራት ደቂ ሃገር ባይታ ረኺቡ መናብሮኡ ከናውሕ ዝጥቀመሉ እንኮ መንገዲ፡ ፍልልያት ምዂስኳስ ጥራይ እዩ። ጉጅለ ህግደፍ ናይ ህዝቢ ከምዘይኮነ ብርግጽ ካብ ዝፈለጠላ

Read More
EditorialLatestNewsPress Releaseትግርኛ

ኤርትራዊት መደበር ሳተላይት ቴሌቪዥን ኤሪሳት ኣብ ቦኽሪ ዓመታ

ኤርትራዊት መደበር ሳተላይት ቴሌቪዥን ኤሪሳት ኣብ ቦኽሪ ዓመታ 29 ጥቅምቲ: 2019 ሎስ ኣንጀሎስ፡ ካሊፎርንያ - ዜናታት መጸ፡ ኤርትራ ናይ “ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ” እንዳተባህለት’ያ ኩሉሳዕ እትጥቀስ። ነዚ ክውንነት ንምቕያርን ኣብ ሃገሮም ዘሎ ጽምኢ እሙን ሓበሬታ ብመንገዲ ብቑዕ ሞያ ጋዜጠኛነት ንምምላስን ዝ

Read More