Latest

ኣብ ሃገራት ስደት ፖለቲካዊ መናብር ናይ ዝሕዙን፡ ነቶም መናብር ናይ ዝወዳደሩን ኤርትራዉያን ቊጽሪ ይዛይድ

ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኦሻንያን፡ ፖለቲካዊ መናብር ናይ ዝሕዙን፡ ነቶም መናብር ኪዕወትሎም ናይ ዝወዳደሩን ኤርትራዉያን ቊጽሪ ይዛይድ ምህላዉ ወኪላት ኤሪሳት ሓቢሮም።    ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንክፍለ-ሃገር ኮሎራዶ ወኪሉ ኣባላነት ኮንግረስ ኣውሒሱ ዝርከብ ጆ ንጉሰ፣ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊ

Read More
Latest

ራይሞክ ሎተሪ፡ ገንዘባዊ ትሕዞ ህዝቢ ንምድኻም ዝዓለመ ወፍሪ

ብንግዳዊ መሓዉር ህግደፍ ፡ ማለት ንግዳዊ ኮርፖሪሽን ቀይሕ-ባሕሪ (09) እንዳተሓለወ ብስማዊ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን (ሃማመተኤ) ዝካየድ ራይሞክ ሎተሪ፡ ገንዘባዊ ትሕዞ ህዝቢ ምድኻም ማእከል ዕላማኡ ገይሩ ይነጥፍ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ሃማመተኤ ኣቃሊዖም። ካብ’ቶም ምንጭታት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም...

Read More
ArticlesFeaturedFeatured ArticlesLatestOpinionትግርኛ

ኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡

ኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡y እቲ ቀጺሉ፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን መሰረታውን፡ ሃገራዊ ዓንዲ-ሕጊ (ቅዋም) ንምንዳፍ፡ ዝተወስደ ኣገባብ እዩ። ብመጀመርያ፡ ትሕዝቶ ናይ ዝተጻሕፈ ዓንዲ-ሕጊን (ወይ ቅዋምን)፡ እቲ ዝንደፍ (ወይ ዝጸሓፍ)...

Read More
Articlesትግርኛ

ዝኽረይ ብዛዕባ ጀነራል ቢትወደድ ኣብርሃ

ነቲ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚ ስሙ ክልዓል ዝሰምዖ ጅግና ብዓይነይ ስለዘይርኣኽዎ ዳርጋ ስሙ ከም ተራ ስም የ ዝሓስቦ ኔረ። ኣብ ሂወት ብዕድል ብጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ዘጋጥሙ ኣጋጣሚታት ኩሉ ግዜ ኣገረምቲ ዮም። ሓንቲ ኮቦርታን ሓንቲ ተንኮበትን ኣብ እትወሃበላ ካርሸሊ መን ኣሎ ኣብ ዘይፈልጠሉ ዝነበርኩ ኣጋጣሚ የ ናብቲ ቦታ...

Read More