Wednesday, October 20, 2021

ቅኒት ንሓርነት

* ቅንየት ንሓርነት፡ ክልተ ሰሙናዊት ናይግጥምታት መደብ ኣብ ተለቪዥን ኤሪሳት። ሓርነታዊ ግጥምታት እተቃልሕ፡ ዛራ ቀለም ገጠምትና እትምስክር፡ ኣብቃልሲ ንሓርነት ናይ ዘለዉ ጥበባውያን ገጠምትና ድምጺ ዝስምዓላ መደብ፡ ቅንየትንሓርነት። ቅንየት ንሓርነት ብተሳትፎ ሓፋሽ ንዝካየድ ቃልሲ ዝተወፈየት መደብ

* ክቡራትን ክብራንን ተኸታተልቲ መደብቅንየት ንሓርነት፡ ኣብ`ዚመደብ ክቕርብ ኣለዎ እትብልዎ ግጥምታት ብጽሑፍ፡ ድምጺ ኮነ ቪድዮ ናብ`ዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትልእኩልና ንላቦ። q.nharnet@dev-erisat.pantheonsite.io። ግጥምታትኩም ብሞባይላት ኣብ እትቀርጹሉ እዋን፡ ቴሌፎናትኩም ንቑመት ዘይኮነ ንጎድኒ ብምግባር ንጹር ስእልን ድምጽን ከምዘሎ ብምርግጋጽ ክትቀርጹ ንምሕጸን።

 

Welcome Back!

Login to your account below

Retrieve your password

Please enter your username or email address to reset your password.

Add New Playlist