Wednesday, October 20, 2021

ማእዘር

ማእዘር ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣተኲሩ፡ ዓለምና በጺሓቶ ዘላ ደረጃ ምዕባለን ፍልጠትን ዝድህስስን፡ ስነ-ፍልጠት ጠቀስ ኣርእስታት ዘአንግድን መደብእዩ። ብተወሳኺ ኣብዚ ምዕባለን ሓበሬታን ብቕልጡፍ ዝሕምበበሉ ዘሎ ዘመን፡ መጻኢና ከም ሕ/ሰብ ኣብዚ ዓውዲ እንታይ ይመስልን፡ ተራናን ኣጠቓቕማናን ከመይ ክኸውን ከምዘለዎን ዘነጸባርቕ እዩ። -እዋናውያን ርኽበታትን ምህዞታትን፡ ሌላ ምስ ዓውድታት ሳይንስን፡ ኣብ ስነ-ፍልጠት ዘተኮሩ ምስ ኤርትራውያን ሰብ ኣዳላዊት መደብ ለይላ ኻልድ

 

Welcome Back!

Login to your account below

Retrieve your password

Please enter your username or email address to reset your password.

Add New Playlist